ተዓፅዩ
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ቡንባ: ኣንሶላ: መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር: ፃዕዳ ጣፍ :መለዋወጢ አቁሑት መኪና ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ