ተዓፅዩ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሬት አቁሑትን :ናይ መመረቂ ጎወንን ምስ ቆቢዑ :ናይ አለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ንምሕታምን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019