ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒዩተራት :ፈርኒቸራት: ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት: መፃሕፍትን ናይ ትምህርቲ ኬሚካላትን : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት : ጀነሬተራት ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ናይ መካይን ሞተር ሳይክልን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዉቅሮ