Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ :ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሕትመት :መፃሕፍቲ :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣሕፈሮም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ