ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ከተማ ሽራሮ 2011 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ: ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ቀወምቲ ንብረት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ16,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ