Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት: ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት :ናይ መካይን መለዋወጪ ኣቅሑት: ናይ ሞተር ሳይክላትን ሳይክላትን መለዋወጢ ኣቅሑትን ሕትመት ግልጋሎት ከምኡድማ ናይ ሞተር ሳይክላት ፅገናን ሰርቪስን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታጉሎመከዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ