ተዓፅዩ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለዮ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመት: ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቀሑት (ፈርኒቸር): ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ናይ መኪና መጋየፂ : ነዳድን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 2, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2010 3:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

የኣክሱም ዉሃና ፍሳሽ አገልግሎት ፅህፈት ቤት ለ2010 በጀት ዓመት 2ተኛ ዙር ጨረታ የዉሃ ቱቦ ከነ መገጣጠሚያዉ: ቴክኒካ መሣሪያዎች : ህንፃ መሳሪያ : ሳመር ስቢል ፓምፕ : የኤሌክትሪክ መለዋወጫ እቃዎች : የመኪና ጎማዎች ስፔሮች : የፅህፈት መሣሪያ : የፅዳት ዕቃዎች : ሞተር ሳይክል: የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2010 ዓም ከልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር ኣክስሰሪ :ሕትመት:ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ሰልሳይ ፍርቂ ዓመት ኣቅሑት ፅሬትን: ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 25, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ዘርኢ ቀለብ እንስሳት ደንን በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019