ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕላ ላፕ ቶፓት ( laptops) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 1, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 2, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክፍሊ ስርዓት ዕደጋን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ KGGCF በጀት ዝስራሕ ካናል ኮሮሲንግ ንክጫረተሎም ብዝተላኣከልና ሕቶ ዕድጋ መሰረት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣቢያ ማይ ጥምቀት ንዝስራሕ መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ካናል ኮሮሲንግ ብውድድር ከጫርት ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019