Closed
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዝበሉ ኤሌክትሮኒክስ ቀወምቲ ኣቅሑትን ናይ ሶፍትዉር ምህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2016 7:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ