Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ትልምን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ንኣብያት ቤት ፅሐፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ቢሮ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፅሬትን :ዕጥቅታት ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይ ቅነጣል
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ