Closed
ከተማና ኣፅቢ እንዳስላሴ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቤት ፅሕፈት መሬት ካዳስረትን ቤት መዘጋጃን እፅቢ እንዳስለሴን ብሓባር ኮይና ናይ ቀዳማይ ዙረ ሊዝ ጨረታ ብመሰረት መምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 6/2016 ዓም ንመንበሪ 85 ፐርስል : ንሕዉስዋስ 19 ፐርስል : ንትካል 2 ፐርስል ድምር 106 ፐርስል አዉፂኡ አለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ