Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል መገጣጣሚ ትቦ : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ፅሬትን : ኣቅሐት ኤሌክትሪክን : ፓምፕ ሴትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ዝወፀሉ መዓልቲ