Closed
ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ኣቅሑት ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሕትመት : ዕንፀይቲ : ደንቢ ክዳን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ኣፋዉስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 20, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመድሓኒት 20000 :ንካልኦት ናዉቲ 10000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ