አብ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ዩኤንዲፒ ብዝረክቦ በጀት ንዝተፈለለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ኦፍሪዴቭ ሃንድ ፖምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌክትሪን ቡንባን ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ብማሽን ካዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ጣብያ ዓዲ ሰላም ዝስራሕ ዳይበርሽንን ካናልን ንምስራሕ ብክልል ደረጃ ብ8ተ ብደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ብናይ ማይ ህንፀት ኮንስትራክሽን ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዝን ኢ/ያ ክልል ሰሜን እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ብቅዓት ዘሎዎም ኮንትራክተራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክምልምል ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ መረዳእታኩም ሒዙኩም ብምቅራብ ክምዝገቡ ይዕድም በዚ መሰረት 1 ናይ ማይ ካዕቲ ፣ 2 ናይ ማይ ስራሕቲ፣ ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን፣ 3 ስራሕቲ ህንፃ GC/BC ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮኑ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ኣዳመይቲ ቁሸት ሰላሞ ንዝኳዓት ዓሟቅ ጉድጎድ መስተ ማይ ንደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ከምእዉን ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ማእከሎት ተሽከርከርቲ መካይን ፅገና ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብትን ፣ ንስራሕቲ ሕትመት መቅረብቲ ፣ ናይ ደርቅ ፅዕነት ተሽከርከርቲ መቅረብቲ ፣ ዓምታዊ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ እሱራት ቀለብ ባኒ መቅረብትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲ ማይ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

በአፋር ብሄራዊ ክልላዊ መንግሥት የእንስሳት፤ እርሻና ተፈጥሮ ሀብት ልማት ቢሮ የ2012 ዓ.ም በጀት ዓመት የደረቅ ጭነት ትራንስፖርት፤ የቤለር ማሽን፤ የመኪና ጎማ፤ ችግኝ እና የችግኝ ዘር ግዥ እና የቡሬ ውሃ ቁፋሮ ግንባታ ግዥ በአገር ውስጥ ገበያ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዓድንን ኢነርጂን ዝውዕል ብናይ ከዋሽ በጀት ኣብ ዝ/ዩ ጣብያታት ዝስራሕ 10 ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ ጎዳጉዲ ንሕጋውያን ኣብ ስራሕቲ ማይ ተንከፍ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈሩ ደረጃ 9 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 04:03 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝ/ዩ ጣብያታት ሓባር ዒላታት shallow well ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8ተ ብደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ን shallow well ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ከምኡውን ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ማሽነሪ ሕርሻ፣ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/