ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት: ኤሌትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ናይ ሞተርን መኪናን ዘይቲ : መኪና ጎማን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን : ፕላስቲክ ቲዩብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት 20000 : ኣቅሑት ፅሬት ን መኪና ጎማን 5000 ቅርሺ : ኤሌትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮ : ዘይቲ ሞተርን መኪናን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን 3000 ቅርሽ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 10000 ቅርሺ : ፕላስቲክ ቲዩብን 15000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግለጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ምግቢ ዝተፈላለዩ ማይን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ዝዉዕሉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፡ ፕላስቲክን፡ መገጣጠሚታትን ናይ ማይቆፀርቲ ኣቅሑት ቴክኒክን፡ ኣቅሑት ቴክኒክ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቀሑት ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል መገጣጣሚ ትቦ : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ፅሬትን : ኣቅሐት ኤሌክትሪክን : ፓምፕ ሴትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ክዕድግ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ መበየዲ ፕላስቲክ ትፖ ማለት እዉን ዊልዲንግ ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ መሳርሒ ሕትመት : ሎት ሰለሰተ ላፕቶፕ ኮምፒተር : ሎት ኣርባዕተ ሃንድ ዎሽ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ሲኣርጂ ብዝረከቦ በጀት ንወረዳ ፃዕዳ እምባን ታሕታይ ቆራሮን ንመሰት ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መቃያየሪ ኣቅሑት አፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 22, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 5, 2016 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል መገጣጠሚ ፉቲንጋት :ሳይክላት : ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት : ካዝናብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሳኒተሪ ፒቪሲ ፓይፕ ዲያሜትር 80 ሚሜ በዝሒ 10000 /ዓሰርተ ሸሕ / : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ኮንዲት ርጅድ ዲያሜትር 16 ሚሜ በዝሒ 25330 /ዒስራን ሓሙሸተ ሸሕን ሰለሰተ ሚኢትን ሳላሳን / : ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 160 ሚሜ በዝሒ 10 /ዓሰርተ / : ፒሲኤስ ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 50 ሚሜ በዝሒ 14 /ዓሰርተ ኣርባዕተ/ : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 110 ሚሜ በዝሒ 19 / ዓሰረተ ትሽዓተ / : ፒሲኤስ ሄቪ ቱል ቦክስ በዝሒ ሐደ ሴት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/