ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በዓል አሸንዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ባነር ፖስተር ስቲከርን ፖስት ካርድ ክወዳደሩ ሰለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 26, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሐቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፄሄት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 21, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 30, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 30, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማሀበር መቐለ ለፋብሪካ አገልግሎት የሚዉሉ Genesol-703 የተባለ ኬሚካል በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 21, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማሀበር መቐለ ለፋብሪካ ለ ኤፍ ኢስ ኣር ተሽካርካሪ የሚገለግል ጎማ ከነ ካለማደርያዉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 21, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንቤት ፅሕፈት ትምህርትን ጥዕናን ግልጋሎት ዝዉዕል ኤልክትሮኒክስ : ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 4, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 4, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዘፈር ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝህባ መካይን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም መደበኛ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና ከካይድ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ክገዝእን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 4, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 4, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ ከተማ ዝኮና ብብረት ብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ ካብ እቲ እነሃንፃ ዘለና ዎርክሾፕ ብዝሓቱ 1200 በዓል 10 ቴንዲኖ ክንሸይጥ ሰለዝደለና ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 25, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 25, 2010 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሰፍሖ ቢዝነስ ኢንተርፕራይዝ ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ከ2005 ዓም ጀምሮ እስከ ሰኔ 30/2010 ዓም ያለዉን የሰፍሖ ቢዝነስ ኢንተርፕራይዝ ሒሳብ በዉጭ ኦዲተር በጨረታ አወዳድሮ ለማስመርመር ሰለሚፈለግ ከቤት ፅህፈት ዋና ኦዲተር ሰር የምትገኙ የተፈቃላቹ የግል ድርጅቶች ቀጥሎ የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታማሉ ኦዲተሮች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 27, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 27, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት ንመሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 23, 2010 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 23, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕከሙ ተሐከምቲ ምግቢ ዝከዉን ኣስቤዛ ጥረምረ እና ቅመማ ቅመም ካብ ዝምልከቶም በቢ ዘርፉ ዘለዉ መቅረብቲ አወዳዲሩ ከብ ሰዓራይ ዝኮነ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 16, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 28, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 28, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /