ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ 6, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ 6, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዝረዘሩ ናይ መንድቅ እምኒ ሐሸዋ ፀፀርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ነቲ ትካል ዘገልግል ዳታ ቤዝ ሶፍትዌር( Data Base Software ) ከስርሕ ስለዝደሊ እቲ ትካል ብዝደልዩ መልክዕ ሰሪሕኩም ከረክብ እትክእሉ ተጫረቲ ስዒቡ ዘሎ Specification መሰረት ብምርአይ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ሲ/አይ/ኤስ/ፒ ( CISP) ኢትዩጽያ በዲል /DEAL/ አቢሉ ንቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዉቅሮ በኮንስትራክሽ ዘፈር ንናይ ሓፂር እዋን ስልጠና ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ማቴሪያላት ከምእዉን ንፖሊ ቴክኒክን መቐለ ናይ ኮንስትትራክሽን መሰልጠኒ ማሽን ንምሃብ ተሊሙ አሎ ሰለዙይ እቲ ዝተጠቀሰ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ከቅርብ ይፅዉዕ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

ሲ/አይ/ኤስ/ፒ ( CISP) ኢትዩጽያ በዲል /DEAL/ አቢሉ ንቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዉቅሮ በኮንስትራክሽ ዘፈር ንናይ ሓፂር እዋን ስልጠና ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ማቴሪያላት ከምእዉን ንፖሊ ቴክኒክን መቐለ ናይ ኮንስትትራክሽን መሰልጠኒ ማሽን ንምሃብ ተሊሙ አሎ ሰለዙይ እቲ ዝተጠቀሰ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ከቅርብ ይፅዉዕ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ፅላል : ቲ ሸርት በዓል ካሌታ ምስ ቆቢዑ : ባነርን ፖስተር ክሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝስዕብ ረቂሒ እተማልኡ አካላት ክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ቤት ፍርዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሐት ክንዕድግ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግዲን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ዘማልኡ ኣምፀእቲ ዝተመደበልና ብልዒ ካብ ደገ/ወፃኢ ኣምፂኡ ንዘከፋፍል ምልመላ ከካይድ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጳጉሜን 3, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጳጉሜን 3, 2011 10:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/