ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ኣቁሑት ቢሮ፣ ዕጥቂ ስፖርትን ፣ናውቲ ሕትመትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።በዚ መሰረት ነዞም ስዒቦም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ዘድሊ ቀዋሚ ንብረት ማለት ኣብ ትሕቲ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ናይ ተምሃሮ ናውቲ ትምህርትን ናይ ስፖርት ክዳውንትን ዕጥቅን ዘቕምጥሉ ብረት ሎከር (ብረት ቁም ሳጥን) ፋብሪኬትድ ዝኾነ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:15 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን3ይ ገዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ን2ይ ገዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ቀዋሚ ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/