ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ነቲ ማእኸል ንስራሕ ግልጋሎት ዝዉዐሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ/ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ማይ ጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲን ዘገልገሉን ንብረት / ኣቁሑት / ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ሰለዚ ኣብዚ ክተወዳደሩ ትደልዩ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ መሸጣ/

ንኻልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ መስታዎትን ብረትን ጨረታ ቤት ምክሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ናይ መስታዋትን ብረትን ብጨረታ ኣወዳደዲሩ ክሸይጥይደሊ :: 1 ናይ ገፅ መስታዎት 2 ልሙፅ መስትዋትን 3 LT ብረትን እንትኮን ዝርዝር ሐበሬታ እቶም ክሸጦም ዝደሊ መስትዋትን ብረትን ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርካብ ይካኣል እዩ:: ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል / ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሞተር ሳይክል ፅገና : ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ : ኩሓ ግሪነሪ ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ/ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል / ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቢልቦርድን መስቀሊ ዝከዉን ሓፂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንሕንፃ ሕድሳት ግልጋሎት ዝውል ናይ ኮንስትራክሽን ካልኦት ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 10, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ምግብን መስተን/ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/