ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ቆሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Office Furniture )ን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት (ዴስክቶፕ ኮምፒተርን :ላፕቶፕ ኮምፒተርን :ዲጂታል ካሜራን) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት የጤና ቢሮ የተለያዩ የህክምና መገልገያ እቃዎች እና ኮምፒዩተር እና አንቲ ቫይረስ ከህጋዉያን ነጋዴዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 8, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 8, 2010 06:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅን ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን2010 ዓም ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ናውቲ ፅሬት :ናውቲ ኮምፒተር :ፅሩብ እምኒ: ሑፃ :ብሎክት :ቐላሚጦስ :ናዉቲ ኣዉቶ ሞቲቭ :ናዉቲ ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ህንፃን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሰለኽለኻ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንኣብያተ ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኮምፒተራት ተዛመድቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት ከተማ ዉቅሮ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ዲስክቶፕ ኮምፒተርን :ላፕቶፕን :ሳከነርን ፕሪንተርን :ፕሮጀክተርን: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 24, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 24, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ናዉቲ መሳርሒ ቢሮ : ስራሕቲ ማይ መስኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000 &
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕተመት ፣ግልጋሎት ቅዳሕ ማለት እዉን ፎቶ ኮፒ ፣ተዛመድቲ አቁሑት ኮምፒተርን ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/