ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰለማ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ማእከል ኣሰፋቲ ዝተተከሉ ተክልታት ሓፁር ምሕፃር 2 ኣብ ከተማና ብጭቃ ኣፀጋሚ ዝኮኑ ቦታታት ጋራንቲ ንምፍሳስ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2010 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 4, 2010 03:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓኬጅ 1 ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ዝርከብ ፀፀር መንግዲ ካብ ሆቴል ብሄረፅጊ ኣስባልት ናብ መእተዊ ቂራ ሓድሽ መንደር ዝርከብ ቦታ ብተወሳኪ እዉን ኣክ ካባቢ መፃ ወርቂ ዝርከብ ኣርባዕተ ኔትዎርክ ሓዊሱ ብወልቀ ዳኣንት ብደረጃ ደቀቅቲ 8 ን BC/GC ኮንትራክተር ብናይ ULDGP ክልተ ብዝተረከበ በጀት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2010 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2010 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባልን ምምሕዳርን ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓከጅ ክልተ እብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፀፀር መንገዲ ከባቢ ቀበሌ 02 መቃብር ጠሊያን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 05 ካብ ኣቶ ኪዳነ ማሪያም ካሕሳይ ናብ ፊት ንፊት ዛላምበሳ ኮንደሚኒየም ብዉልቀ ዳእንተ ማለት እዉን ብሽርክና ብደረጃ 8 ደቀቀቅቲ ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2010 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2010 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲን ፎርድን (Construction o Grave Access Road and fords)

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2010 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2010 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ናይ 2008 ዓመት በጀት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ቦታታት ፀፀር መንገዲ ንምስራሕ RC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 120,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/