ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጋራዝ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርቲታት ዓቕሚ መዕበይ ዝኸውን መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 13, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ትምህርቲን ስልጠና / ስራሕቲ ሕትመት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ሕ /ወጀራትን ራያ አላማጣን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝዉዕል ዘርኢ አግራብ ብግልፂ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ሆስፒታል መቐለ አብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሆስፒታልና ደቂሶም ንዝሕከሙ ሕሙማት ምግቢ ግልጋሎት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ምግብን መስተን/

ኣብ ከተማ መቐለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 18 በዓል ፎቕ ገዛ ማይ መብራህቲ ዘለዎ ናይ መኪና ፓርኪንግ ዘለዎ ማደኣት ከተካሪ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ጣብያ ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ቤት ትምህርቲ መሰረተ ኣብ ዋና መንገዲ እንዳ ማርያም ዓይደር ዝርከብ በዓል 4ተ ክፍሊ ገዛን 2ተ ዓበይቲ ቆርቆሮ ምክዘን ልዕሊ 4000 ሜትር ካሬ ቦታ ዝርከብ ንጋራዥ መክዘን ንማእከላይ ቤት ፅሕፈት ወዘተ ግልጋሎት ክውዕል ዝክእል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክተካሪ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ማሕበር መናእሰይ ትገራይ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ኣንቲ ቫይረስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 9, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ትምህርቲን ስልጠና /

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ናይ ታፒሰርያ ስራሕቲ ጨረታ አወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/