ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትምንደሊ / ናይ ትራፊክ ፓድ መኸሰሲ በዝሒ 100/

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ያገለግሉ ንብረቶች በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ባይቶና መፅሓፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ኣብ ላጪ ከባቢ ዝርከብ ላይትና ናይ መንገዲ ምስትኽኻል ( Access road) ማለት 300*10 ሜትሮን 220*10 ሜትሮን ዓቐን ዘለዎም መንገድታት ዝቐረፅ ሕማቅ ሓመድ ተቖሪፁ ብዝተመረፀ ናይ ጋራ ጋንቲ ሓመድ እናመለእኻን እናገድገድኻን ምስትክኻል ይኸዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሎት 01 ናይ ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ምግቢን ኣትክልትን ሸቀጣ ሸቀጥ ቅመማ ቅመምን በርበረን ግልፂ ጨረታ ሎት 02 ናይ ሽንትቤት ገንዳ ፈሳሲ ርስሓት ምምጣጥ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 03 ናይ በርበረን ጣፍን ዝጥሕን እንዳ መጥሓን መጥሓኒ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 4 ናይ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ጉልበት ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት6 ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ጋቦን ድሬፕ እና ካልኦት ስፌት ከስፊ ናይ ኢድ ዋጋ ዝክእል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ በጀት ድጎማ ኣብያተ ትምህርቲ ብዝረኾቦ ገንዘብ ንቤተ ፈተነ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ስለዚ መቕረብቲ ዝኾንኹም ስለዚ መቅረብቲ ዝኾንኹም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተመዝገብቲ ቫት/ተርን ኦቨር ዝኮንኩም ኣካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2012 4:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ክረምታዊ መደባት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/