ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌትሮኒክስ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ በዞም ኣብታሕቲ ተቀሚጦም ዘለው ዝርዝር ሰደቃታት ትሕዝቶ መሰረት ብምግባር ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2016 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ን ቤትፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወ/ራ/ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጅት ናይ መኪና አቁሑ ዓይነት መኪና ላንድ ኩለዘር jhz 78 L ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ረቁሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብዚ ናይ ዕደጋ ሰነድ ብዝታዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ንክተቅርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ጉዱኣት ኵናት ትግራይ ሃላቒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን እስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2016 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበርት ልምዓትን ዕዳጋን ትግራይ ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ህንፃ ዝርከብ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን :መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ዘይትን ቕብኣትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2016 8:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ገዛ ማዕዖ ጣውላ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ ኣካል ጉዱኣት ሞተር ሳይክል 3 እግራ መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: -
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕደጊታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/