ንማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ኣቅሑት) ክትወዳድር ስለዝደለየት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ መዓደጊ ዋጋ ብር 20 ከፊሎም ዝወስዱ

3 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 16/04/2012 ዓ/ም እስካብ 22/04/2012 ዓ/ም

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 22/04/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ስፐስፊኬሽን እናደመፃእኩም ዉሰዱ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ