ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝፅፀወሉ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09

ድሕሪት
ጨረታ መደብ