ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ብ ደኣንት ዝተወሃበ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ 2011 ዝገበርኩም

3 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

4 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ዘለኩም

5 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከ/ዕ/ፋ/ም/ር/ን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

7 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 02/04/2012ዓ/ም ክሳብ 22/04/2012ዓ/ም

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 22/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 46 11 47 /09 14 20 26 05 /09 14 75 43 18

ድሕሪት
ጨረታ መደብ