ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ ናዉቲ መኪናን ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎ፣

3 ዝተሓደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20.00 ቅርሺ ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 3000.00 ከትሕዝ ዝክእል፡

6 ሰዓራይ መኸበሪ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 29/03/2012ዓ/ም ክሳብ 17/04/2012ዓ/ም እዩ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ 17/04/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

10 ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ዘቅርብ፤

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስል መሰል ኣለዎም

12 ተጫራቲ ሽም ማህተም ፊርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንትኮይኑ አብ ጎኑ ፊርማ ተዘይሃሊዎን ተቀባልነት የብሉን፡፡

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344-460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ