ናይ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት 1ይ በጀት ዓመት ን ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ቲን ተመዝጋባይ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ

2 ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ

3 እዚ ጨረታካብ ዕለት 30/03/2012 ዓ/ም ክሳብ 06/04/2012ሰዓት 2:00 ይኽፈት።

4 ሰነድ መሸጢ ዘይምለስ 10.00 ብር (ዓሰርተ ብር)

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-211602

ድሕሪት
ጨረታ መደብ