አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት::
ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም::
ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ::
ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
ተጫረቲ ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጨቅላላ ዋጋ 2% ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል::
ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 /ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ካልኣይ ደበሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል::
ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20/12 /2006 - 27/12/2006 ዓ/ም::
ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 6:00::
ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 27/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ (ማሕበር ደቂ አንስተዩ ዋና ቤት ፅሕፈት) ዝክፈት ይኸዉን::
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
"ምስ ሰላምታ "
ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ አ / ማ
ድሕሪት