1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ ዘቅርብ
4 በቲ ዘፈር መቅረባይነት ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
5 ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ፣ ማህተምን፣ ፌርማን ዘለዎ ኮዉን ይግባእ
6 ሰነድ ጨረታ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ 23/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/04/2012 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
7 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝከእሉ
8 እቲ ጨረታ 08/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ኣብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 803 ይክፈት
9 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 75 06
ድሕሪት