ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 09:15 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 17 /03/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት19/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡15 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ