ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ኬሚካልን Filter paper ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 04:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ኬሚካልን ሪኤጀንት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቲን ሰርትፊኬት

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

4 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 16/03/2011ክሳብ 19/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ