ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ዋናን ቅደሕን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቅረባይነት ካርድን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቁፅሪን ዘለዎም ቅደሕ ገየሩ ከትሕዝ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ መወዳእታ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ቅዳሕ ገይሩ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ካብ 15/03/2012 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 30/03/2012ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ቤት ፅሕፈት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ክትወስዱ ትክእሉ

5 ናይ ጨረታ መክበሪ 4000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብዝትጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ 30/03/2012ዓም ሰዓት 8፡00በ ተዓፅዩ በቲ ዕለት  8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም ድሕሪ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

8 እቲ ቤት ፅሕት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344443868 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ