ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ /ክወዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ
1 ናይ 2010ዓ/ም ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝተመልአ ክኮዉን ይግባእ
3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/03/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ወኪል እንተተረኪቡ ይምረፅ
6 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን እዩ
7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55
ድሕሪት