ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ቐፂሎም ንዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን

2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ዘመኑ ሐድሽ ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 VAT ዝተመዝገብኩም

5 ጨረታ መከበሪ 3000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ትክእሉ

6 አሸናፊ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ብዝተኣዘዘ ቁፅሪ መሰረት ከቅርብ ትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናብ ስራሕ ማዕልቲ አብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝርከብ ቤት ዕዩ ዘይምለስ 30 ብር ዝተጠቀሰ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ከፊልም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ እናዓዳምና እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 1 ታሐሳስ 2012 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምካኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወኪሎም ተዝርከቡ ይምረፅ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ