ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበር ኮፒ ገየሩ ዘቕርብ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460062/ 460065/ ፋክስ 0344-460525 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ