ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወደደረ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቀርብ

4 ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/03/12 ሰዓት 2፡30 ክሳብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም 2፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 2፡30 ይክፈት ሰዓት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ሕልዉ አዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ 03 44 41 05 04 ምጥቀም ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ