ቢሮ ሳይንስ ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኵም ንሕብር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 05:25 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 11:27 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክአል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/2/2012ዓ/ም ክሳብ 06/2/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትኽእሉ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ