ን2ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተኻ ኣኽሱም ንዝርከብ ኣዳራሽ ወንበር መኸላኸሊ ርስሓት ናይ ትርኣስ ጨርቂ ክተስርሕ ስለ ዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:40.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 10:00 ደ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰን

2 ብዝተዳለወ መርኣይ sample መሰረት ንመርኣይ ዝኽዉን ሰሪሑ ከቕርብ ዝኸእል

3 በዝሒ ተደላይ ብቑፅሪ 350 ኮይኑ ከም ኣድላይነቱ 10 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይ ምዉሳክ ዝኽእል ምኻኑ ሠ

4 መኽበሪ ጨረታ ብር 2000 ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

5 ዘሸነፈ ተጫራቲ መኽበሪ ዉዕል 7ሚኢታዊ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ከትሕዝ ዝኽእል

6 መቅረቢ ግዜ ካብ ዉዕል ዝኣሰረሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ክርክብ ዝክእል

ክጫረት ዝደሊ ኣካል

1 ናይ ጨረታ ሰነድ 40 ከፊሉ ክወስድ ዝኸእለ ፣ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት ቁፅሪ19ፋይናንስ ዕ/ንብረት ምምሕዳር ክወስድ ይክእል

2 ዝተመልአ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማእደት መቐለ ነዚ ተባሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድክፍቲ ዝፀንሓሉ ካብ 03/02/2013 ዓ/ም ክሳብ 14/02/2012ዓ/ም ይኸውን።

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ክክፈት እዩ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ