ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና መኪና ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘመን ጋራዥ ደረጃ 3ተ ልዕልኡን ኣወዳዲርና ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ነጋዳይ ምስቲ ዘቕርቦ ተዛማድነት ዘለዎ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል ተመዝጋቢ ዝኾነን መምርሒ የማልእን ይግደድን እዩ፣

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/01/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/01/2012 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 9፡00 ይከዉን

4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ