ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011/12 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ፤

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ Tin : VAT ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::

4 ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዳይሬክተራት ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 59 ምዉሳድ ይካኣል ካብ 22/1/2012 ዓ/ም ክሳብ 27/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

5ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 40 01 29 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ