ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ክሬን ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/01/2012ዓ/ም ክሳብ 22/01/2012ዓ/ም 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ