ንሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገቡን ኣብ ሓዱሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መከበሪ ጨረታ 15000 ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዝሰዓሮ ንበረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ሆስፒታል መቀለ የረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዓሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎ ማህተምን ከዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ጨረታ ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ተቐባለነት የብሉን

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እዩ

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ እዩ

8 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 20/1/2012 ዓም ጀሚሩ ንተካታተልቲ 15 መዓልቲታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ይከኣል

9 እዚ ጨረታ ዕለት 05/2/2012 ዓም 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይም ሕጋዊ ወከልቶምመኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክክፈት ይክእል

11 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344420046

ድሕሪት
ጨረታ መደብ