1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎምን
3 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ዝተሓደሰ ወረቀት ምሰከር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክአሉ
5 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክሰ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
6 መኸበሪ ጨረታ ን ኣቅሑ ቢሮ 5000 ቅርሺ ንናዉቲ ቢሮ 2000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 1 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
8 ምልክታ ጨረታ 15/01/2012 ክሳብ 29/01/2012 ዝፀንሕ ይከዉን እቲ ጨረታ 30/01/2012 ሰዓት 3፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 01 83 ብምድዋልን ብኣካል ቀሪብኩም ምሕታት ትክእሉ
ድሕሪት