ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/01/2012ዓ/ም ክሳብ 13/1/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ፡፡

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 13/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ፡፡

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ