ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ በጀት መሰረት ናይ ሞዴል 3L-166ን መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መወዳደሪ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

2 ናይ 2011ዓ/ም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር እተቅርቡ

4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 06-08/01/2012 ሰዓት 8፡00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ/ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኩን ኣብ ዘየለዉሉ ኣብ መቐለ ይኽፈት

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋባይ ዝኮነ ተጫራታይ ዘቅርቦ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ /ዘይሓወሰ/ ምካኑ እንተዘይተገሊፁ ኣመልካቲ ምስ እሴት ታክስ ከምዝመለኦ ይሕሰብ

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 / 09 14 59 11 08/ 09 48 53 62 08 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ