ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገናን ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጃ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ሰብ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዉዕሊ ዝኣስር ንሓደ ዓመት ኮይኑ ኩነታት ኣፈፃፅማ ተራእዩ ዝህደስ

ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቁሑት ብትካልና ዝቀርብ ይከዉን

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት

2 ናይ ግልጋሎት ወሃቢ ምዝገባ ሰርተፊኬት

3 እዚጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ  ካብ  ዕለት 05/1/2012 ዓ/ም  ጀሚሩ 100 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምግዛእ ትክእሉ

4 ጨረታ ብዕለት 01/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቅ/ቀ ተዓፅዩ ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ሕጋዊ ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 2 ሚኢታዊ ብዘቅረብዎ ጠቅላ ዋ ብመልክዕ ሲፒኦ ዘትሑዙ

5 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408780

ድሕሪት
ጨረታ መደብ