ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንዘለዎና 6 መኪናታት ማለት ዓይነታት ንዓመት ሙሉእ ን 2012 ዓ/ም ዘለዉ ጋራጃት ደረጃ 4ተ ልዕሊኡን ልዕሊኡን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስ ዝገበሩ ኣብ ሕጋዉያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝስዕቡ ረቃሕታት ከተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ደረጃ 4ተን ወይም ልዕሊኡ ብቅዓት መረጋገፂ ኮፒ ዘቅርብን

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30 /12/ 2011 ዓም ክሳብ 04 /13 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዕለት 05/ 13/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

ድሕሪት
ጨረታ መደብ