አጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይና ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንምዕዳግ ብብርኪ ክልላዊ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግበ ይደሊ ስለዚ እዞ ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም ሠ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3  ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዘገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝኽእል

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበምካኑን ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ዘለዎ

5 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ዘይምለስ 50.00 እናከፈሉ ካብ ኤጄንሲ ዳሬክትሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ካብ ዕለት 13/12/2011 ክሳብ 28/12/2011 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብ ኣካል ብምቅራብ ዝተዳለወ ሰነድ ምዉሳድ ይክእሉ

6 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ኦርጅናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብ ዝተዓሸገ ክቀርብ ኣለዎ

7  መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ጨረታ ዕለት 28/12/2011 ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4፡00 ቢሮ ቁፅሪ 10 ተጫረቲ ነወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘ ለወሉ ይክፈት

9 ኤጄንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 63 ደዊልካ ምሕታት ይካአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ